HD
The Swiss Music Portal - Mx3.ch

በርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ደንማርክ ንቀዳም 4 ሕዳር 2023 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ እዩ። እምብኣርከስ ኩሉኹም ኣብ ደንማርክ ዘለኹም በርጌድ ንሓመዱ ኣብቲ ጉባኤ ክትሳተፉ መሪሕነት ጻውዒት ይገብር ኣሎ። ድሕሪ ጉባኤ በቶም ህቡባት ስነጥበባውያን ሃገርና ናይ ምዝንጋዕ ምሸት ኣሎ፣ ሙሉእ ኣታዊኡ ድማ ንኣብ ናይ ሽወደን ስርሒት ኣካላዊ ጉድኣት ንዝወረዶ ሓውናን ብጻይናን ሚካኤል ክዉዕል እዩ።

Flag this content

Information

Babylon Huset
Klaus Berntsens vej 5, 5260 Odense
Show map